Eritrea #EritreaRT1 My questions to the four #Eritrean Catholic - TopicsExpress



          

Eritrea #EritreaRT1 My questions to the four #Eritrean Catholic Bishops. ዎ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ! ኣፍቅዱለይ ነዘን ሕቶታተይ ከቕርበልኩም! ሃገርን ህዝብን ብወያነ ክውረር ከሎ እዋን ደኣ ኣበይ ነበርኩም? ኣሮግቶት ክቡራት ኣዴታት ክብረን ተጋሂሱ ብኣረሜን ወተሃደራት ወያነ ክዕመጻ ከለዋ ደኣ ድምጽኹም ኣበይ ሃጠመ? መቓብር ጀጋኑ ስውኣት ሰማእታት ብወያነ ክፈሓር፡ ኣዕጽምቶም ክብሪ ስኢኑ ብወያነ ክዝሮ ደኣ ኣበይ ነበረ ድምጽኹም? ሃገርን ህዝብን ብሓለንጊ ናይ ሓሶት እገዳ ክሳቐን ክኹርመጅን ደኣ ኣበይ ነበረ/ኣሎ ሃዋርያዊ መልእኽትኹም? tesfanews.net/wp-content/uploads/Eritreawi_ayttehamel.pdf tesfanews.net/fool-me-twice-shame-on-me-i/
Posted on: Thu, 12 Jun 2014 19:55:40 +0000

Recently Viewed Topics




© 2015