በትረስልጣንን ድምጽ ወያነን እንታይ - TopicsExpress



          

በትረስልጣንን ድምጽ ወያነን እንታይ ደአ ሓቕ ዘይትሓቱ፣ አቶ አባይ ንኤርትራ ከጸልም እንክፍትን እንከሎ, እት ጸለመ ካበይ ከምትበገሰ? እት ሓቐኛ ናይዝ ጸገም ብምጥቓስ ዘይትሓትዎ; መንግስት ኢትዮጵያ አብ እምነት ኢዱ ከምዝአታተወ ፍሉጥ ጭብጥ እንከሎ ንቪኦኤ ከመይ ተከዊልኹም አብ ኤርትራ ገለ ኹነታት ክፍጠር ምጉሓሃር አብ ኢትዮጵያ ግን ምሽፍፋን ናይ ጋዜጠኛ ባህሪ አይኮነን፣ እት ሓቕ ጊን በዓል በትረስልጣን እንታይ አቕም ክህልወኩም መወልትኹም ዝበሉኹም ኢኹም ትገብሩ ድምጽ አመሪካን እንዲኹም
Posted on: Sat, 10 Aug 2013 10:50:25 +0000

Trending Topics




© 2015