ኣብ ኤርትራውያን ኮሚኒትይ ላስቬጋስ - TopicsExpress



          

ኣብ ኤርትራውያን ኮሚኒትይ ላስቬጋስ ዝተፈላለዩ መዘናጊዒታት ከም ቢልያርዶ፡.ጆተኒ፡.ዳማ.፡ቸዝ.ዶሚኖን ካልእን ከምዘሎ ንተጠቐምቲ ንሕብር።ኻላእ ከም ተወሳኪውን ዝተፈላልዩ ናይ ቑርሲ ዓይነታት ከም ፉል፡ቕጫ ፍትፍት፡ፓኒኖ፡ኣብ ኤርትራውያን ኮሚኒቲ ላስቬጋስ ኽትረኽቡ ከምትኽእሉ ንሕብር።ካልእ ናይ ኦባማ ኬር፡ናይ ስራሕ ኣፒሊኬሽን፡ ቛንቛ ንቖሎዑ፡ዝምህሩን ዝተሓባበሩን ከምዘለዉ ንኹሉ ተቐማጢ ላስቬጋስ ንሕብር።
Posted on: Fri, 05 Dec 2014 21:34:19 +0000

Trending Topics



Recently Viewed Topics




© 2015