ኻምኡ ድዬ? ተኾይኑ - TopicsExpress



          

ኻምኡ ድዬ? ተኾይኑ በየንተን ላንጎጅ/ ቋንቋ/ ኡ ልፅዎ ዝኒኦ? እቱይ ኣብ ኻተማ ምሻንና ኻፍ ኢልኻ ምሕራእ ቃርዬ ድዬ? ዋላስ ኣውፈርቲ ወረፋ/ ሪጋ/ ሒዛቶም እኒኤዎ ኻቅርይዎ። ዛሬ በሎ ሎምዕንቲ ብቋንቋ ተጋሩ ዋላ today ብቋንቋ እንቋቁሖ ሂቦም ደረውህ ዝወስዱላ ንኢትዬጵያ ተዛረብቲ ኢንግሊዘኛ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኒኤ ብዝሒ ሎማኖ መገዲ / እንተላይ ካብ ሂንዲ ዘተኣታተወቶ ወያነ ወላዲ ውሉዱ መታን ተደንጊፅሉ ብዙሕ ክትኮቦ ዓይኑ ምፍሳስ ነቲ ቆልዓ ቀሪዬ ድዬ ዋላስ ኣውፈርቲ ወረፋ/ ሪጋ/ ሒዞም እኒኤዎ ኻቅሪዎ?/ ሕምርቲ ኢንዳስትሪ ትኾን እያ ተፅሒፉስ እኒኦ ብሮይተርስ ወከልቲ እንቋቁሖ ሂቦም ደረውህ ዝወስዱ ምዕራብ፣ ሆስፒታል ኣዲስ ኣበባ ሪኢኹሞ ዶ? መድሃኒት ፍልጠት ናዉቲ መመርመሪ ሓኻይም ፅሬት ዓራዉቲ ኮበርታ ኣንሶላ ታብ ኩሉ ሰብ ኣብኡ ደርግም ኢሉ ምስኣተወ ሓውዬ ይወፅእዶ ከረው ኢሉ ልፈልጥ ሰብ እኒኦ ዶ? ፋብሪካ ተሸኺሉ መንኡ ልረብሕ ዝኒኦ? ኻመይ ኣቢሉ ሓደ መንግስቲ ኣብ ኩናት ክነብር ድመረፀ ይምዕብል ኣሎ ዝብሃል? መንግስቲ ዓጋመ 97% ባጀቱ ካብቶም ኢትዬጵያን ቀርኒ ኣፍሪቃ ከይምዕብሉ ዘራጊቶ ክኸውን ድተመርፀ እዬ። ልዕሊ 400 ሽሕ ሰራዊት ኣብ ዶባት ኤርትራ ኣለዎ። እዚ ሰራዊት ዋላኳ ደሞዙን ተለዎ ደሞዝ ማለትዬ፣ቀለቡን ኩሉ ሎጂስቲክ ዘድልዬ ኢትዬጵያዊ ባጀት ኣይኮነን። መንግስቲ ዓጋመ ዘመሓድራ ኢትዬጵያ / ብገፋፊ ዓሳ ትመሓደር ኣላ፣ ገፋፊ ዓሳ ዓሳ እንዳገፈፈ ይቅልባ፣ ኢዳ እሱርዬ፣ ተተፈትሔውን ዓሳ ገፊፉ ኣይክእልንዬ ምግፋፍ ዓሳ ኩሉ ኣይክእሎን፣ ገፋፊ ዓሳ ተሞተ ወይ ቅጭ ዘምፅእ እዬ ድሕሪ ሕጂ ኣይገፍፍን እየ ኢሉ ተሃዲሙ መን ገፊፉ ይቀልባ ዓንጓል ናይ ምነሊክ ኢትዬጵያ?/ እንታይዬ ቁጠባ ንምዃኑ? ዓሻ ሰብ ኔሩ ኣነ ዝፈልጦ ይሰርሕ ከም ኣድጊ ግን ሓሻሺ፣ ምስራሕ ኣይኮነን ምቁጣብ እዬ ትሰርሕ ኣለኻ ክትልቃሕ ግን ኩሉ ግዜ ይሪኤካ ንዓይውን 2 ግዜ ኣለቀሓኒ ኢልካኒ ኣለቂሔካ ኣለኹ። ናትካ ምስራሕ ትርጉም የብሉን፣ ንምንታይ ትሰርሕ ኮፍ ዘይትብል ሓቲተዬ። ወዬ ዓሻ ዓሻ ኢኻባ ኮፍ ተይለ ድኣ ድለመድክዎ ብኸመይ ይረኽቦ ኢሉኒ። ዝለመዶ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ምምባር እዬ። / ሰሪሕካ ንፅባሕ ተዘይቆጢብካ ምስራሕካ እዋናዊ ሽግራት እዬ ድፈትሓልካ ዘሎ / ምስራሕ ዘይኮነስ ብቀንዱ ምቁጣብ እዬ። ገንዘብ መዓስ ይትሓዝ? ብንእሽቶኻ መዓስ የድልየካ ምስ ዓበኻ ዝብሃል ዘረባ ኣሎ፣ ግደ ሓቂ ገንዘብ ምስ ሞትካውን የድልየካ እዬ 2 ሞይተን ኣብ ስደት እታ ሓንቲ መልኣኺ ሬሳ ንዓዲ ተዋፂኡላ፣ እታ ካልኤይቲ ምስ ብዓልቲ ቤታ ከይና ሪስቶራንቲ ተካይድ ስለዝነበረት ንሳ ኣብ ክሽነ፣ ንሱ ኣብ ካሳ / ንሰብኣያ ገንዘብ ከነዋፅእ ምስ ሓተትዎ መዋፃእቲ ገንዘብ ኣነ ሰሚዔ ከምዚ ክብሎም እዋእ ንምንታይ ድያ ሰበይተይ ኣብ ክሽነ ትለፍዕ ኔራ፣ ክሽነ እኮ ሓያል ስራሕ እዬ፣ቆልዑ የዕቢናዬም ኣምሂርናዬም ብገንዘብና ንሰበይተይ ሓዛኒ ገንዘብ ከዋፃላ? ንምንታይ ለፊዓ? ማንም ሰብ ንሰበይተይ ገንዘብ ኣይዋፃላን እዬ፣ ብዓልቲ ቤተይ ድሰረሓቶ ገንዘብ ገንዘብ ባዕላ ኣለዋ።/ ኣብ እንዳሓዘን ሻሂ ድብላዕ ድስተ ኩሉ ኔሩ፣ ብዘይስክፍታ፣ ሳንዱቅ ሬሳ ንመቃብር ዝኸውን መልኣኺ ኮታ ንዝሞተት ዘድልያ ኩሉ ብገንዘባ ተፈፂሙ። ሰሪሓ ዘዋህለለቶ ገንዘባ እንተላይ ምስ ሞተት ጠቂምዋ። / ስለዚ ገንዘብ ምስ ሞትካዉን የድሊ እዬ፣ እታ ጭዋ ዓዲ ኩላህና ዝኸደት ብገንዘባ ኩሉ ተፈፂሙ፣ማንም ኣይተኾበን። ኮምኡ ይግበረለይ / ኢትዬጵያ ንሕማቅ ግዜ ዝኸውን ዘቀመጠቶ ገንዘብ ኣለዋ? ናታ? መንግስታት ከምታ ዝሞተት ሰበይቲ ኣጋይሻ ብገንዘባ ዘጋየሸት መቃብራ ንመቃብራ ዝኸፈለት፣ መንግስታት ወጪ ኣለወን ፅርግያ ሕክምና ትምህርቲ ምፅገኒ ንድተሃንፀ ኮታስ ምስዘይጠቀስክዎ ብዙሕ፣ ስለዚ መንግስታት ገንዘብ ክህልወን ኣለዎ፣ከዋህልላን ክቁጥባን ኣለወን። መንግስቲ ዓጋመ ናቱ ገንዘብ ኣለዎ? የብሉን። ተቆፂሩ ይሰርሕ ኣሎ፣ እቲ ስራሕ ፅሩይ ማይ ቀርኒ ኣፍሪቃን ህዝቢ ኢትዬጵያን ምዝራግ እዬ። / እዚ ክገብር መኽፈሊ ንኹሉ ካብ ዓምታቱ ይመፅእ። ዓሙ ሓሚሙ ተሞይቱ ኣታዊ የብሉን ወያነ ወይ መንግስቲ ዓጋመ / ሽጉርቲ ጢሒና ናብ ስዑድያ ትልእኽ ፋብሪካ ተተኺላ፣ ኣብዑር ብጅምላ ድሕረድሉ ብምዕቡል ካራ ካብ ቻይና ዝመፀት ኣኸስታኒት ኣብዑር ጥቃ ጂቡቲ ክትከል እያ፣ መታን እቲ ስጋ ብኡ ገሩ ስዑድያ ክኸይድ፣ እዋእ ናይ መን እየን እዘን ሽጉርቲ ድኽርትፋ ኣብዑር ድሓርዳ ፋብሪካ? ሽያጥ ኣብዑርን ሽገርትን ናብ መን ይኣቱ? ልፈልጥ እኒኦ? ምዕባለ ኢትዬጵያ ኣላጋጭ እዬ። ንወያነ ንምድሓን ዝግበር ምውስዋስ ኣካላት እዬ። / መሬቶም ተሓዲጎም ኦሮሞ ኢትዬጵያ ኣብቲ ዘሕደገቶም መሬት ስቡሕ መሬት ድንሽ ኮሚደረ ጉዕበርበረ ሽጉርቲ ወዘተ ትዘርእ ኩሉ ኣብ ዕዳጋታት ስዑድያ ትሪኦ ወዲ ስዑድያ ብኽፋል ዝበልዖ ድንሽ ሽጉርቲ ኮሚደረ ኣብ መሬት ኢትዬጵያ ድቦቀለ እዬ። ኢትዬጵያ ረዲኤት ካብ ምዕራብ ትልምን ትቅበል። እዚ ምስምንታይ ይፅብፀብ?/ ካልእን ቀንድን ኣፍሪቃዉን መሓዛ ኣሜሪካ ኢንግሊዝ ተኾንካ ክሓልፈልካ ማለት ንወርሒ ምኻድ ይቀልል። / ዓጀው ጀው ንግደፍ ኢትዬጵያ ሎሚ ዝያዳ ካልእ ግዜ ዓርኪ ኣሜሪካ እያ ብወያነ ድማ ትመሓደር ዘየለ ተስፋን ዘረባን መማሰኒ እዬ።/ ዝኾነ ቁጠባ ንረብሓ እታ ሀገርን ህዝብን ተዘይኮይኑ ኣይቁጠባን።
Posted on: Fri, 04 Jul 2014 23:42:38 +0000

Trending Topics



Recently Viewed Topics




© 2015