ካብ ያታታት ትግራይ ትግርኚ: እንታይ ሞ - TopicsExpress



          

ካብ ያታታት ትግራይ ትግርኚ: እንታይ ሞ እንታይሞ እዛ ዓለም እዚኣሞ መርዓተይ ብንዕልታ ታማእሰይ ብንጽፍታ ድራረይ ብግዕታ ታቛንጣይ ብኹትኩታ ሽጉጠይ ለጒመያ ብርከይ ውን ዓጺፈያ ሕጂ ዶ ገዲፈያ ዮውሃንሰይ ፋርሰይ ሕደግ ኣይትተኩሰይ ምስ ሰብ ኣይትበኣሰይ ከይትኸውን ብላሸይ ዮውሃንስ ወዲ ዘሞ በዓል ሳእኒ ኹትሞ በዓል ዋልታ ወላሞ እንተሞትካ እንታይ ሞ እዛ ዓለም እዚኣ ሞ ሓሞይ ዝኣዘዙኒ ምኩተይ በሪሩኒ ዓርከይ ውን ጠሊሙኒ ዓርኪ ጠላም ኩንኒ።
Posted on: Sun, 28 Jul 2013 20:44:52 +0000

Trending Topics



Recently Viewed Topics




© 2015