ደቂ ኤረይ እንታይለዮ ሓዳር - TopicsExpress



          

ደቂ ኤረይ እንታይለዮ ሓዳር ሎምቅነ ሓመድ ከይለበሰ ሓሳድ ወያነ ድየን ዝበላ እታን ዋዕሮታት ኣዴታትና!!!!! ልክዕ ብልክዕ ካብ ናይ ወያነ ሓመድ ምድባይ ዝዓቢ ዉራይ ስለዘይብልና ሃየ ደቂ ኤረይ ነቶም ንጠላማት መራሕቲ ወያነ ከጥፍኡ መስዋእቲ ዝኸፍሉ ዘለዉ ተቃወምቲ ሓይልታት ኢትዮጲያ ደገፍና ካብ ምሃብ ኣይንቆጠብ። መቃልሕ ዉጹዕ ህዝቢ ትግራይ tpdm.net/tpdm-radio-tigrgna-friday-24-4-2007/
Posted on: Sat, 03 Jan 2015 11:10:06 +0000

Trending Topics



Recently Viewed Topics




© 2015