ቃል ናይ ሎሚ መዓልቲ ሰንበት 9 ሰነ - TopicsExpress



          

ቃል ናይ ሎሚ መዓልቲ ሰንበት 9 ሰነ 2013 ወንጌል ማቴዎስ 7:13-14 እታ ናብ ጥፍኣት እትወስድ ደገ ርሕብቲ፡ መገዳውን ገፋሕ እያ፡ እቶም ብእኣ ዚኣትዉ ድማ ብዙሓት እዮም። እታ ናብ ህይወት እትወስድ ደገ ግና ጸባብ፡ መገዳውን ቀጣን እያ፡ እቶም ዚረኽብዋ ኸኣ ሒደት እዩም እሞ፡ በታ ጸባብ ደገ እተዉ። Go in by the narrow door; for wide is the door and open is the way which goes to destruction, and great numbers go in by it. For narrow is the door and hard the road to life, and only a small number make discovery of it.
Posted on: Sun, 09 Jun 2013 21:38:20 +0000

Trending Topics



Recently Viewed Topics




© 2015