አፍ አውጽእ ተዛረብ አንታ ቀላይ - TopicsExpress



          

አፍ አውጽእ ተዛረብ አንታ ቀላይ ልቡ፡፡ ዓይኒ ታሪክ ቃልሲ ዘይ ነጸፍ ሕላቡ፡ ታሪክ እዩ ዝነብር ንሱ እዩ ዘይመውት፡ ጅግና ግን ይሐልፍ ተከዲኑ ዓወት፡ ጅግና ግን ይሐልፍ ተከዲኑ ዓወት፡፡ ህዝበይ ብዓልዝናት ንዓካዩ ክብሪ፡ ጸሩ ዘየውረደ ናይ ቀያሕቲ ሕድሪ፡ ቃሉ ዝፈጸመ ነዛ ሃገር ክብሪ፡፡
Posted on: Sat, 18 Oct 2014 16:51:38 +0000

Trending Topics



Recently Viewed Topics




© 2015