ኣጀንዳ ኢሳይያስን ጭፍርኡን፡ ብመራሕቲ - TopicsExpress



          

ኣጀንዳ ኢሳይያስን ጭፍርኡን፡ ብመራሕቲ ተቓወምቲ ዉድባት ኢትዮጵያ ይኽሻሕ ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ወይ ኮንፈደረሽን ከምእትሓብር ምግባር ፕረዝደንት ኢሰያስ ካብ ጽባሕ ናጽነት ኣትሒዙ ከም ቀዳማይ ኣጀንድኡ ብምሓዝ ክሰርሓሉ ከምዝጸንሐን ሕጂ`ዉን ይሰርሓሉ ከምዘሎን ኣብርሃም ያየህ ዝተባህለ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይ’ቲ ብግንቦት 7 ዝፍለጥ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ ዉድብ ኢትዮጵያ፡ ኣብቲ ንዉድቡ ብምዉካል ምስ ሰበ-ስልጣን ኤርትራ ካብ ቅድሚ 12 ዓመታት ከካይድዎም ዝጸንሑ ምስጢራዉያን ርክባት ዕምቆት ብዘለዎ ዝርዝራዊ ጽሑፍ ኣብ ኣዉራምባ ታይምስ ዝተሰምየ መርበብ ሓበሬታ ብምዝርጋሕ ኣቃሊዑ። ንሱ ኣብ መግለጺኡ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ኤርትራ (ብፍላይ ኢሰያስን የማነ ማንኪን)፡ ንምእማኑ ክሳዕ ዘጸግሞ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ከምዝስቑርቆሩን፡ ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ይኹን ኮንፈደረሽን ኤርትራ ክትሓበር ካብ ጽባሕ ናጽነት ኣትሒዞም ከምዝሰርሑን፡ ብሰሪ ዕንቕፋት መለስ ዜናዊ እዚ ሕልሚ’ዚ ጋህዲ ክኸዉን ከምዘይከኣለን ኣረዲኡ። ንሱ ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ኣብ ዝነደፈትሉ እዋን፡ ኢሰያስ ንዓንቀጽ 39 ካብቲ ሕገ-መንግስቲ ክትለግስን፡ ክልላት ኣብ ክንዲ ቋንቋ ብጂኦግራፊያዊ ኣቐማምታ ተኸፋፊለን ክመሓደራ ተባሂሉ እንተተኣሪሙን፡ እቲ ስርዓተ-ምሕደራ ንኤርትራ’ዉን ዘይሕዉሰሉ ምኽንያት ከምዘየለ ዋላ’ኳ ደጋጊሙ እንተገለጸሉ፡ መለስ ግን ካብቲ ዝነበሮ ተሪር መርገጺ ሕድገት ክገብር ፍቓደኛ ኣይነበረን ኢሉ። ንሱ ኣስዒቡ ` መለስ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ብዘይ መሰል ምግንጻል ክዉን ክኸዉን ስለዘይክእል ሕድገት ክገብር ፍቓደኛ ብዘይምንባሩ፡ ምስ ኢሳይያስ በዚ ምኽንያት ኣብ ዓቢ ዘይመቅዳ’ዉን ዘእተዎም ቀንዲ ምኽንያት ምንባሩ ኣብ ዋሽንግተን ምስ የማነ ገብረኣብ ኣብ ዘካየዶ ምስጢራዊ ርክብ ክርዳእ ከምዝኸኣለ ኣኸሺሑ ኣሎ። ንሱ ኣስዒቡ “ካብቲ ዝገረመኒ ነገር፡ እቲ ንኤርትራ ዝመርሕ ኢሰያስ ዓባይ ኢትዮጵያ ክርኢ ክሓልም እንከሎ፡ እቲ ንኢትዮጵያ ዝመርሕ መለስ ግን ዓባይ ትግራይ ምሕላሙ ኢዩ።“ ይብል። ንሱ ኣብ’ቲ ልዕሊ 30 ገጻት ዝሓዘ ገና`ዉን ዝቕጽል መግለጺኡ ብኸመይን ኣበይን ምስ ሰበ-ስልጣን ኤርትራ ከምዝተራኸቡን፡ ኤምባሲታት ኤርትራን ነዚ ርክባት ኣብ ምጥጣሕ ዝነበረን ተራን ብዝርዝር ገሊጹ ኣሎ። ብፍላይ እኳ ይብል፡ የማነ ገብረኣብ(ማንኪ) ነዚ ዕማም ኣብ ምስልሳል ናብ ወጻኢ ሃገራት ብብዝሒ ብምምልላስ ምስ ሓያለ ካብ መራሕቲ ዉድባት ኢትዮጵያ ርክባት ከምዘካየደ ኣረዲኡ። እቲ ብኣብርሃም ያየህ ዝቐረበ ሰነድ፡ ነቲ ን12 ዓመታት መመላእታ ሓያለ ኤርትራዉያን ስለምንታይ ኢሰያስን ጭፍርኡን፡ ቍዋም ይኹን ባይቶ ዘይብላ ብምፍጣር፡ ነዚ ኩሉ ዕንደራን ምሕረት ዘይብሉ ጭቖናን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ የዉርዱ ኣለዉ ዝብል ሕቶን፡ ኣንፈት ኤርትራ ናበይ ምዃኑ ብዘየዳግም መንገዲ ምላሽ ረኺቡ ኣሎ ክብሉ ገለ ካብቶም ነቲ ብቋንቋ ኣምሓርኛ ቀሪቡ ዘሎ ሰነድ ዘንበቡ ሰባት ርእይትኦም ገሊጾም ኣለዉ። ኣቐዲሙ መለስ ዜናዊ ምስ ወኪል ስለያ ኣመሪካ ፖዉል ሀንዘ ኣብ 1990 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጠየቕ፡ ድሕሪ ዉድቀት ስርዓት ደርግ ዕጫ ኤርትራ እንታይ ከምዝኸዉን ኣብ ዝተሓተተሉ፡ ”ጽቡቕ ርክብ’ዩ ዘለና ኣብ ናጽነት ኤርትራ ዘለዎ ስክፍታ ድማ ኩሉ ሳዕ ምስ ኣካፈለኒ ኢዩ።ህዝቢ ኤርትራ እምበር ኢሰያስ ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ክትንጸል ኣይደልን ኢዩ። ” ክብል ከምዝተዛረበ ይዝከር። ብዘይካ’ዚ ኣብ 1993 ኢሰያስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወግዓዊ ዑደት ኣብ ዝፍጽመሉ ዝነበረ እዋን፡ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኤርትራ ዋላ’ኳ ኣብዚ እዋን ናጽነታ እንተኣወጀት፡ ክንዲ ዝወሰደ ግዜ ይዉሰድ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብቑጠባን ፖለቲካን ንኽትሓብር ዓቢ ተኽእሎ ኣሎ። እዚ ድማ ንስለ ፖለቲካዊ ሃልኪ እንዛረቦ ዘረባ ዘይኮናስ ኣሚና ብዕቱብነት እንሰርሓሉ ጉዳይ ኢዩ ክብል ብዕሊ ገሊጹ ኔሩ’ዩ። እቲ ሽዑ ዝሃቦ መግለጺ ብቪድዮ ስለዝተሰነደ ኣብዚ ሊንክ ንምዉካስ ይከኣል። https://youtube/watch?v=rthKX-ymawE ዝኸበርኩም ኣንበብቲ እቲ ብኣብራሃም ያየህ ዝቐረበ ሰነድ ህልዉ ኩነታትና፡ ናበየናይ ኣንፈት ነምርሕ ከምዘለናን ብዕቱብ ንምርዳእ ዓቢ ኣበርክቶ ስለዘለዎ፡ ትርጉሙ በብኽፋል ከነቕርበልኩም ክንፍትን ኢና። WWW.assenna ኣጀንዳ ኢሳይያስን ጭፍርኡን፡ ብመራሕቲ ተቓወምቲ ዉድባት ኢትዮጵያ ይኽሻሕ ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ወይ ኮንፈደረሽን ከምእትሓብር ምግባር ፕረዝደንት ኢሰያስ ካብ ጽባሕ ናጽነት ኣትሒዙ ከም ቀዳማይ ኣጀንድኡ ብምሓዝ ክሰርሓሉ ከምዝጸንሐን ሕጂ`ዉን ይሰርሓሉ ከምዘሎን ኣብርሃም ያየህ ዝተባህለ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይ’ቲ ብግንቦት 7 ዝፍለጥ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ ዉድብ ኢትዮጵያ፡ ኣብቲ ንዉድቡ ብምዉካል ምስ ሰበ-ስልጣን ኤርትራ ካብ ቅድሚ 12 ዓመታት ከካይድዎም ዝጸንሑ ምስጢራዉያን ርክባት ዕምቆት ብዘለዎ ዝርዝራዊ ጽሑፍ ኣብ ኣዉራምባ ታይምስ ዝተሰምየ መርበብ ሓበሬታ ብምዝርጋሕ ኣቃሊዑ። ንሱ ኣብ መግለጺኡ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ኤርትራ (ብፍላይ ኢሰያስን የማነ ማንኪን)፡ ንምእማኑ ክሳዕ ዘጸግሞ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ከምዝስቑርቆሩን፡ ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ይኹን ኮንፈደረሽን ኤርትራ ክትሓበር ካብ ጽባሕ ናጽነት ኣትሒዞም ከምዝሰርሑን፡ ብሰሪ ዕንቕፋት መለስ ዜናዊ እዚ ሕልሚ’ዚ ጋህዲ ክኸዉን ከምዘይከኣለን ኣረዲኡ። ንሱ ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ኣብ ዝነደፈትሉ እዋን፡ ኢሰያስ ንዓንቀጽ 39 ካብቲ ሕገ-መንግስቲ ክትለግስን፡ ክልላት ኣብ ክንዲ ቋንቋ ብጂኦግራፊያዊ ኣቐማምታ ተኸፋፊለን ክመሓደራ ተባሂሉ እንተተኣሪሙን፡ እቲ ስርዓተ-ምሕደራ ንኤርትራ’ዉን ዘይሕዉሰሉ ምኽንያት ከምዘየለ ዋላ’ኳ ደጋጊሙ እንተገለጸሉ፡ መለስ ግን ካብቲ ዝነበሮ ተሪር መርገጺ ሕድገት ክገብር ፍቓደኛ ኣይነበረን ኢሉ። ንሱ ኣስዒቡ ` መለስ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ብዘይ መሰል ምግንጻል ክዉን ክኸዉን ስለዘይክእል ሕድገት ክገብር ፍቓደኛ ብዘይምንባሩ፡ ምስ ኢሳይያስ በዚ ምኽንያት ኣብ ዓቢ ዘይመቅዳ’ዉን ዘእተዎም ቀንዲ ምኽንያት ምንባሩ ኣብ ዋሽንግተን ምስ የማነ ገብረኣብ ኣብ ዘካየዶ ምስጢራዊ ርክብ ክርዳእ ከምዝኸኣለ ኣኸሺሑ ኣሎ። ንሱ ኣስዒቡ “ካብቲ ዝገረመኒ ነገር፡ እቲ ንኤርትራ ዝመርሕ ኢሰያስ ዓባይ ኢትዮጵያ ክርኢ ክሓልም እንከሎ፡ እቲ ንኢትዮጵያ ዝመርሕ መለስ ግን ዓባይ ትግራይ ምሕላሙ ኢዩ።“ ይብል። ንሱ ኣብ’ቲ ልዕሊ 30 ገጻት ዝሓዘ ገና`ዉን ዝቕጽል መግለጺኡ ብኸመይን ኣበይን ምስ ሰበ-ስልጣን ኤርትራ ከምዝተራኸቡን፡ ኤምባሲታት ኤርትራን ነዚ ርክባት ኣብ ምጥጣሕ ዝነበረን ተራን ብዝርዝር ገሊጹ ኣሎ። ብፍላይ እኳ ይብል፡ የማነ ገብረኣብ(ማንኪ) ነዚ ዕማም ኣብ ምስልሳል ናብ ወጻኢ ሃገራት ብብዝሒ ብምምልላስ ምስ ሓያለ ካብ መራሕቲ ዉድባት ኢትዮጵያ ርክባት ከምዘካየደ ኣረዲኡ። እቲ ብኣብርሃም ያየህ ዝቐረበ ሰነድ፡ ነቲ ን12 ዓመታት መመላእታ ሓያለ ኤርትራዉያን ስለምንታይ ኢሰያስን ጭፍርኡን፡ ቍዋም ይኹን ባይቶ ዘይብላ ብምፍጣር፡ ነዚ ኩሉ ዕንደራን ምሕረት ዘይብሉ ጭቖናን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ የዉርዱ ኣለዉ ዝብል ሕቶን፡ ኣንፈት ኤርትራ ናበይ ምዃኑ ብዘየዳግም መንገዲ ምላሽ ረኺቡ ኣሎ ክብሉ ገለ ካብቶም ነቲ ብቋንቋ ኣምሓርኛ ቀሪቡ ዘሎ ሰነድ ዘንበቡ ሰባት ርእይትኦም ገሊጾም ኣለዉ። ኣቐዲሙ መለስ ዜናዊ ምስ ወኪል ስለያ ኣመሪካ ፖዉል ሀንዘ ኣብ 1990 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጠየቕ፡ ድሕሪ ዉድቀት ስርዓት ደርግ ዕጫ ኤርትራ እንታይ ከምዝኸዉን ኣብ ዝተሓተተሉ፡ ”ጽቡቕ ርክብ’ዩ ዘለና ኣብ ናጽነት ኤርትራ ዘለዎ ስክፍታ ድማ ኩሉ ሳዕ ምስ ኣካፈለኒ ኢዩ።ህዝቢ ኤርትራ እምበር ኢሰያስ ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ክትንጸል ኣይደልን ኢዩ። ” ክብል ከምዝተዛረበ ይዝከር። ብዘይካ’ዚ ኣብ 1993 ኢሰያስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወግዓዊ ዑደት ኣብ ዝፍጽመሉ ዝነበረ እዋን፡ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኤርትራ ዋላ’ኳ ኣብዚ እዋን ናጽነታ እንተኣወጀት፡ ክንዲ ዝወሰደ ግዜ ይዉሰድ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብቑጠባን ፖለቲካን ንኽትሓብር ዓቢ ተኽእሎ ኣሎ። እዚ ድማ ንስለ ፖለቲካዊ ሃልኪ እንዛረቦ ዘረባ ዘይኮናስ ኣሚና ብዕቱብነት እንሰርሓሉ ጉዳይ ኢዩ ክብል ብዕሊ ገሊጹ ኔሩ’ዩ። እቲ ሽዑ ዝሃቦ መግለጺ ብቪድዮ ስለዝተሰነደ ኣብዚ ሊንክ ንምዉካስ ይከኣል። https://youtube/watch?v=rthKX-ymawE ዝኸበርኩም ኣንበብቲ እቲ ብኣብራሃም ያየህ ዝቐረበ ሰነድ ህልዉ ኩነታትና፡ ናበየናይ ኣንፈት ነምርሕ ከምዘለናን ብዕቱብ ንምርዳእ ዓቢ ኣበርክቶ ስለዘለዎ፡ ትርጉሙ በብኽፋል ከነቕርበልኩም ክንፍትን ኢና። WWW.assenna Vind ik leuk · · 7 uur geleden · Occupy Hgdef vindt dit leuk. OO Ted Could they post the original document? But why would the guy reveal the secrets now after 12 years- is it because he is no more part of the conspiracy? Is there a way for assenna to interview the guy? We need more information on the reliability of this news. Zeyedeks negirom dkis yihadru! 2 uur geleden · Vind ik leuk Kiros Yohannes OO...you can read the doc by visiting awramba Times...it worth reading it although its in amrahic... 26 minuten geleden · Vind ik leuk · 1 OO Ted Thanks Kiros. Indeed, it is worth reading! 19 minuten geleden · Vind ik leuk Bereket Desbele Yohannes Okbu en 2 andere vrienden hebben een link gedeeld. ኩሉ ብረት ኣንጻር ደምሒትን ኣዘዝቶምን ይቕናዕ | EYSNS eritreanyouthsolidarity ኣብ ከተማ ኣስመራ ብሰራዊት ድምሒት ክካየድ ዝጀመረ ግፋ ኤርትራውያን መንእሰያት ምሸታዊ ይቕጽል ኣሎ:: እሙናት ምንጭታት ስምረት ከም ዘረጋገጽዎ: ብፍላይ ቀዳም 26 ታሕሳስ 2013 ኣብ ከባቢ መርካቶ ኣብ መንጎ ክገፉ ዝመጹ ሰራዊት ደምሒትን ህዝብን ጎንጺ ኣጋጢሙ:: ሰራዊት ደምሒት ንዝረኸብዎ ሰብ ንሕሰያ ዘይብሉ ማህረምትን ምቕጥቃጥን እንዳ ሓወሱ ንህዝቢ ከሰራጥዩን ብዙሓት ሰባት ክኣስሩን ምስ ጀመሩ: ኣብ ከባቢ መርካቶ ዝተኣኻኸቡ መንእሰያት ብዳርባ እምኒ መኪቶም ገለ ካ... Delen Opties Yohannes Okbu via Mengstab Girmay Vind ik leuk · · 2 uur geleden · Bereket Desbele Opties Rezene Adhanom via ቶማስ ሰሎሞን Vind ik leuk · · 1 · 7 uur geleden · Bekijk nog 1 bericht van Zekarias Kebraeb Isaias Asfaha via Mustafa Said I survived the trip to Lampedusa, my sister did not - video channel4 Eritrean Henok Ahforom lost his sister in the Lampedusa boat tragedy. As he waits for permission to go to identify her body, he tells Fatima Manji other migrants will still make the dangerous trip. Vind ik leuk · · Delen · Gisteren om 13:36 · Solomon King T vindt dit leuk. 3 keer gedeeld Alek Tekeste sinat yehabika wedi ahforom arkey 7 uur geleden · Vind ik leuk Bereket Desbele Opties Arkin Mehazan Malet en 2 andere vrienden hebben een link gedeeld. Report from Eritrea part I asmarino As a result, Eritrea has by now turned into a huge cemetery. People are losing family members not only in Shegeraib Sudan by Rashaida, in the Sinai by Beduin, in Sahara and Libya and in Mediterranean Sea, but also in the hundreds of detention centers in Eritrea. In fact the deaths in these prisons b... Delen Opties Arkin Mehazan Malet heeft een link gedeeld. Vind ik leuk · · 3 · 2 uur geleden · Opties Rezene Adhanom heeft een link gedeeld. Vind ik leuk · · 1 · 8 uur geleden via mobiel · Bekijk nog 1 bericht van Poet Mekalh Agamet Fevena Wenchar en Yosef Hailmariam hebben een link gedeeld. ኤርትራውያን ስደተኞች በሰልፍ የኢትዮዽያን መንግስትና ህዝብን ይቅርታ ጠየቁ fanabc FBC(Fana Broadcasting Corporate)is Ethiopians first Commercial, National Broadcaster and multilingual Radio Station. Delen Opties Fevena Wenchar via Meron Estefanos Vind ik leuk · · 1 · 37 minuten geleden · Opties Yosef Hailmariam heeft een link gedeeld. Vind ik leuk · · 21 · 9 uur geleden · Yohannes Okbu vindt een bericht leuk. Opties Ghebre Jiji Ahh beluley ahh beluley (Gg) Listen to Ghebre Gg / ahh beluley (Gg) | Explore the largest community of artists, bands, podcasters and creators of music & audio. Delen · 2 uur geleden via SoundCloud · Yohannes Okbu en 4 anderen vinden dit leuk. Sami Goitom GEBRE arkey gele aynet serah naybehaki GOD bless you bro 2 uur geleden Tess Mt Great job GG another AMAZING & SOUL TOUCHING SONG....PROUD OF YOU BRO KEEP IT UP. 2 uur geleden · 1 Ghebre Jiji Thank you guys 36 minuten geleden via mobiel Thomas Araya Thank you GIGI nice 18 minuten geleden Tesfaalem Ghirmay likes 62 photos on Pixer. Michael Teckles photo Vind ik leuk · Reageren Yerhewo Amlaks photo Vind ik leuk · Reageren Nog 60 weergeven Opties Wedi Siele wedi Tikabo Voice of Assenna:Interview with Famous Artist Yohannes Tikabo (Wedi Tkabo) by Assenna Vind ik leuk · · Delen · 2 uur geleden via YouTube · 1 keer gedeeld Bereket Desbele Opties Eriman Brightfutureheeft iets geplaatst opERITREAN YOUTH FOR DIMOCRATIC CHANGE IN BERGEN adoulis/entry.php?id=3723 اشتباكات بأسمرا بين المواطنين والمعارضة التقراوية على خلفية مصرع شاب اريتري adoulis/entry.php?id=3723 adoulis Vind ik leuk · · Delen · 55 minuten geleden · Opties Simon Haile QueenofSheba heeft 4 nieuwe fotos toegevoegd. Het is super gezelijg @ Restaurant Queen of Sheba Op mandag avond en met dit weer, ja gewon lekker eten by Restaurant Queen of Sheba . ongeveer een uur geleden via mobiel · Opties Vind de pagina leuk Fernandes · Voorgesteld bericht De geheimen van de Surinaamse keuken leren in Suriname? Roti, moksi meti, bakkeljauw of pom leren koken met onze eigen chef Patrick Rechards? Kies dan snel je favoriete keuken en win! apps.facebook/kiesjekeuken De geheimen van de Surinaamse keuken leren in Suriname? Roti, moksi meti, bakkeljauw of pom leren koken met onze eigen chef Patrick Rechards? Kies dan snel je favoriete keuken en win! apps.facebook/kiesjekeuken Vind ik leuk · · Delen · 3274319 · · Gesponsord Opties Campaign for the Restoration and Regulation of Hemp via Toke Signals As the dog approached the students, one boy flinched, intimidated by the aggressive canine. The dog lunged and bit the boy on the leg. Police Dog Bites Fifth Grader When Cops Hold Mock Drug Raid tokesignals Police officers in Brazil, Indiana on October 17 wanted to make a lasting impression on fifth graders when they conducted a mock drug raid. The students will be remembering, for sure. A police drug-detection dog attacked and bit an 11-year-old student, leaving the boy with puncture wounds to his leg... Vind ik leuk · · Delen · 805349 · 34 minuten geleden · Opties Wedi Siele ኩሉ ብረት ኣንጻር ደምሒትን ኣዘዝቶምን ይቕናዕ Posted by Tomas on October 28th, 2013 ኣብ ከተማ ኣስመራ ብሰራዊት ደምሒት ክካየድ ዝጀመረ ግፋ ኤርትራውያን መንእሰያት ምሸታዊ ይቕጽል ኣሎ:: እሙናት ምንጭታት ስምረት ከም ዘረጋገጽዎ: ብፍላይ ቀዳም 26 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ከባቢ መርካቶ ኣብ መንጎ ክገፉ ዝመጹ ሰራዊት ደምሒትን ህዝብን ጎንጺ ኣጋጢሙ:: ሰራዊት ደምሒት ንዝረኸብዎ ሰብ ንሕሰያ ዘይብሉ ማህረምትን ምቕጥቃጥን እንዳ ሓወሱ ንህዝቢ ከሰራጥዩን ብዙሓት ሰባት ክኣስሩን ምስ ጀመሩ: ኣብ ከባቢ መርካቶ ዝተኣኻኸቡ መንእሰያት ብዳርባ እምኒ መኪቶም ገለ ካብቶም ተኣሲሮም ዝነበሩ ንኸምልጡ ሓጊዞሞም:: እቲ ግጭት እንዳ ሓየለ ምስ ከደ ደምሒት ብቶኽሲ ብረት ነቶም መንእሰያት ከም ዝበተንዎም ተረጋጊጹ:: ከም ተወሳኺ: ኩሎም ሓይልታት ሰራዊት ኤርትራ ምንቅስቓሳት ከይገብሩ ብጸጥታ ምክልኻል ይሕለዉ ከም ዘለዉ ተፈሊጡ ኣሎ:: ተቓውሞ ህዝቢ ብኣፈሙዝ ብረት ዝምልስ ስርዓት ስለ ዝገጠመና: ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ ኩሉ ብረት ኣንጻር ደምሒትን ኣዘዝቶምን ይቕናዕ ብምባል ነብሱ ክከላኸልን ፍታሕ ኣብ ምምጻእ እጃሙ ክሕውስን ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር የተሓሳስብ:: Vind ik leuk · · Delen · ongeveer een uur geleden · 2 personen vinden dit leuk. Bereket Desbele Opties Meme Yonasheeft iets geplaatst opEthiopiawinet ney forever sawoch lemadu lik endazeh mawadad!! sawoch lemadu lik endazeh mawadad!! Vind ik leuk · · Delen · ongeveer een uur geleden · 8 personen vinden dit leuk. Michael Yonas Memeye ur right 32 minuten geleden via mobiel · Vind ik leuk Abdul Hakim anchi gen fiqer tawqalash ende...? 20 minuten geleden · Vind ik leuk Bereket Desbele Opties Winta Eysc Hanti mealti ala... Vertaling bekijken Vind ik leuk · · Delen · ongeveer een uur geleden via mobiel · Bewerkt · Amanuel Zemichael, Yohannes Okbu en 31 anderen vinden dit leuk. Nog 1 reactie weergeven Fanial Tekle eta mealti keman rbai godel koyna la winta shikor ajoki tray mski Alena ongeveer een uur geleden via mobiel · Vind ik leuk Wedi Memhr ab shaka harnet enihmbelela rahwa nrekbelas hantimealti alla Vertaling bekijken ongeveer een uur geleden via mobiel · Vind ik leuk Yoni Magelan yeah sure ongeveer een uur geleden · Vind ik leuk Dahlak Isle hanti mealt ala.. rahwa tnegsela.. 38 minuten geleden · Vind ik leuk Bereket Desbele Opties Human Rights Concern Eritreaheeft iets geplaatst opEritrean Youth Solidarity for change In her first interactive dialogue with the UN General Assembly, the UN Special rapporteur on the situation of human rights in Eritrea urged the Eritrean government to ensure that its people are able to live in dignity and challenge human rights violations without the threat of reprisal. During the meeting which took place at the General Assembly yesterday in New York, Ms. Sheila B. Keetharuth, the UN Special Rapporteur to Eritrea stated that she was extremely concerned about the human rights situation in Eritrea, where the most serious human rights violations are being committed. Her report on Eritrea details extrajudicial killing, enforced disappearance and incommunicado detention, arbitrary arrest and detention, torture, inhumane prison conditions, indefinite national service, and lack of freedom of expression and opinion, assembly, association, religious belief and movement. The dialogue was the first time the Special Rapporteur ha... Meer weergeven In her first interactive dialogue with the UN General Assembly, the UN Special rapporteur on the situation of human rights in Eritrea urged the Eritrean government to ensure that its people are able to live in dignity and challenge human rights violations without the threat of reprisal. During the meeting which took place at the General Assembly yesterday in New York, Ms. Sheila B. Keetharuth, the UN Special Rapporteur to Eritrea stated that she was extremely concerned about the human rights situation in Eritrea, where the most serious human rights violations are being committed. Her report on Eritrea details extrajudicial killing, enforced disappearance and incommunicado detention, arbitrary arrest and detention, torture, inhumane prison conditions, indefinite national service, and lack of freedom of expression and opinion, assembly, association, religious belief and movement. The dialogue was the first time the Special Rapporteur had engaged formally with the* General Assembly and represented an important development for those seeking to put a spotlight on Eritreas human rights record. Human Rights Concern Eritrea, CSW, Amnesty International, FIDH and Human Rights Watch later jointly hosted a side meeting on Eritrea at which five Eritrean victims gave their personal testimonies, including sixteen-year-old Meaza Petros Solomon who spoke movingly of her father being detained incommunicado since 18 September 2001 and her mother since 2004. Elsa Chyrum, Director of Human Rights Concern Eritrea said: Although the human rights situation is extremely alarming in Eritrea, this is the first time that it has been brought to the attention of the General Assembly by the UN-appointed Special Rapporteur. It is clear the recent Lampedusa tragedy which resulted in the loss of over 350 lives, the vast majority of whom were Eritrean, has had an impact on the consciences of many state governments, leading to questions being asked relating to the root causes of those who were fleeing. We expect the international community to ensure more pressure is placed on the Eritrean government to stop abusing and violating its own peoples rights. Mervyn Thomas, Chief Executive of Christian Solidarity Worldwide (CSW) said: This is the first time that the domestic human rights tragedy in Eritrea has been discussed by the UN General Assembly and is the culmination of significant hard work by organisations like Human Rights Concern Eritrea and CSW. However this is only a small step towards our ultimate goal: seeking justice and real change for all Eritreans. We commend the Special Rapporteur on her statement to the *General Assembly and urge the international community to join her in speaking out against the ongoing atrocities in Eritrea, and to urgently formulate effective measures to end the suffering. Vind ik leuk · · 40 minuten geleden · 8 personen vinden dit leuk. Sewrawe Haile Good job thanks for your good reportage. 22 minuten geleden via mobiel · Vind ik leuk Bereket Desbele Opties Konjo Ethiopia ጋሼ Abraha Desta እስቲ አንዳንዴ ስለ አቶ አስገደ ገ/ስላሴና ልጆቻቸው ብቻ ሳይሆን ፣ ባይዋጥልንም ፣ ቢተናነቀንም ፣ ስለ ልማቱም እናውራ እንጂ ። ለምሳሌ ስለ አሸጎዳ ። Vind ik leuk · · Delen · ongeveer een uur geleden via mobiel · 11 personen vinden dit leuk. Berhnu Silassie Hi 10 minuten geleden · Vind ik leuk Bereket Desbele Opties Fithi Nkulu Nifto en Solomon Tesfmariem hebben een link gedeeld. ahh beluley (Gg) soundcloud Listen to Ghebre Gg / ahh beluley (Gg) | Explore the largest community of artists, bands, podcasters and creators of music & audio. Delen Opties Fithi Nkulu Nifto via Mike Tekeste Vind ik leuk · · 2 uur geleden · Bereket Desbele Opties Solomon Tesfmariem heeft een link gedeeld. Vind ik leuk · · 413 · 11 uur geleden · Instellingen wijzigen Meer verslagen
Posted on: Mon, 28 Oct 2013 20:16:17 +0000

Trending Topics



Recently Viewed Topics




© 2015